ለበዳ ዚካ ቫይረስ ለዓለም የሻቕል

ለበዳ ዚካ ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ብራዚል ካብ ዝለዓል ጀሚሩ አስታት 4,000 ዝኾኑ ህጻናት ማይክሮሰፋሊ ብምባል ዝፍለጥ ንሸኽና ርእሲ’ቶም ህጻናት ዘንእስን ንምዕባለ ሓንጎል ዘጎናድብ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ይግለጽ ኣሎ።

ሰብ ሞያ ጥዕና ሊማ-ፔሩ ካብ ደንግ፡ቺኩንግያን ዚካ ቫይረስን ንምክልካል ዝተፈላለዩ ቦታታት ብጥኪ ይዓጥኑ

ለበዳ ዚካ ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ብራዚል ካብ ዝለዓል ጀሚሩ አስታት 4,000 ዝኾኑ ህጻናት ማይክሮሰፋሊ ብምባል ዝፍለጥ ንሸኽና ርእሲ’ቶም ህጻናት ዘንእስን ንምዕባለ ሓንጎል ዘጎናድብ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ይግለጽ ኣሎ።

ሰብ ሞያ ጥዕና ሊማ-ፔሩ ካብ ደንግ፡ቺኩንግያን ዚካ ቫይረስን ንምክልካል ዝተፈላለዩ ቦታታት ብጥኪ ይዓጥኑ.

ብዚካ ቫይረስ ዝተጠቕዓ ሰብ ምስቲ ቫይረስ ብዝተሓሓዝ ናይ ጥዕና ጸገም ከጋጥሞም ኣይተራእዩን። እቲ ተጽዕኖ ግን በቲ ቫይረስ ዝተጠቕዓ ኣዴታት ኣብ ዝወልድዎም ቆልዑ ጎሊሑ ይረኣይ ኣሎ ተባሂሉ።