ግጭት ንግዲ ኣመሪካን ቻይናን ንተጠቀምቲ ከም ዝጎድእ ክኢላታት ይገልፁ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ክልቲኦም ምምሕዳር ባይደንን ትራምፕን ብዘይፍትሓዊ ተግባራት ንግዲን ንዓለምለኸ ዕዳጋ ሕሳር ዋጋ ብዘለዎም ኣቑሑት ብምዕልቕላቕን ንቻይና ይኸሱ። ክልቲኦም ፕረዚደንታዊ ሕፁያት ብቐረፅ ንቻይና ንምብዳህን ንናይ ኣመሪካ ኣፍረይቲ ምትብባዕን ቃል ይኣትው።