ወሃቢ-ቃል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ስተፋኒ ዱጃሪክ አብ ጉዳይ ንኢትዮጵያ ዘድልይ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሃብዎ ቃል

Your browser doesn’t support HTML5

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ካብ ምጅማር 2015 ዓ.ም ጀሚሩ አብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ሰብዓዊ ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ብሰለስተ እጽፊ ከምዝወሰኸ ይገልጽ። መንግስቲ ካብ 10 ሚሊዮን ህጹጽ ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ጠለብ 7.6 ሚሊዮን ሰባት ከማልእ ተስፋ ተጌሩሉ'ሎ።