ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ንኤርትራ ኣብ ዝብልዎ ፖሊሲ ይዝትዩ(3ይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል(ጸጋም)፡ ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ(ማእኸል) ን ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል(የማን)

ድምጺ ኣሜሪካ ምስ ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ብዛዕባ ህሉው ኤኮኖሚያውን ፖሊቲካውን ኩነታት`ታ ሃገር ዝገበሮ ዘተ ሎሚ ክዛዘም`ዩ። ዝመጽእ ሰሙን ዝተፈለየ ርእይቶ ክነቕርብ ኢና።

ኣብዚ ዘተ መዘራረቢ ዝኾነ ጉዕዞ ኤርትራ ከመይ ኣሎ? ኣብ`ቲ ኸባቢ ዝተራእየ ሚዛን ሓይሊ`ኸ ከመይ ይመስል? ዓለም-ለኻዊ ወፍሪ ማዕድን ኣብ ኤርትራ እንታይ ኤኮኖሚያውን ዲፕሎማሲያውን ጽልዋታት ክህልዎ`ዩ ዝብል`ዩ።

ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል ካብ ቦትስዋና ምስ ኮሚኒቲ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ`ዩ። ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ መምህር ዩኒቨርሲቲ ስነ-ቑጠባ፡ ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ድማ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ካናዳ ናይ ታሪኽ ተመራማሪ`ዩ።

ሳልሳይ ክፋል እቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ንኤርትራ ኣብ ዝብልዎ ፖሊሲ ይዝትዩ(3ይ ክፋል)