ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ንኤርትራ ኣብ ዝብልዎ ፖሊሲ ይዝትዩ(2ይ ክፋል)


ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል(ጸጋም)፡ ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ(ማእኸል) ን ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል(የማን)
ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል(ጸጋም)፡ ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ(ማእኸል) ን ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል(የማን)

ድምጺ ኣመሪካ ንሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ብዛዕባ ህልው ኤኮኖሚያውን ፖለቲካውን ኩነታት ኤርትራ ኣዘራሪብዎም ኣሎ።

ንምዃኑ ጉዕዞ ኤርትራ ከመይ ኣሎ? ኣብ`ቲ ኸባቢ ዝተራእየ ሚዛን ሓይሊ`ኸ ከመይ ይመስል? ዓለምለኻዊ ወፍሪ ማዕድን ኣብ ኤርትራ እንታይ ኤኮኖሚያውን ፖለቲካውን ጽልዋታት ክህልዎ`ዩ?

ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል ካብ ቦትስዋና ምስ ኮሚኒቲ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ`ዩ። ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ መምህር ዩኒቨርሲቲ ስነ-ቑጠባ፡ ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ድማ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ካናዳ ናይ ታሪኽ ተመራማሪ`ዩ።

እዞም ምሁራት ኣብ ካልኣይ ዘተ ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ሕቶታትን ካልእ ጉዳያትን ክዝትዩ’ዮም።

ካልኣይ ክፋል እቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ንኤርትራ ኣብ ዝብልዎ ፖሊሲ ይዝትዩ(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:09 0:00


XS
SM
MD
LG