ናብ ደ/ሱዳን ዝተሰዱ ሱዳናዊያንን ዝገጠሞም ስእነት ኣገልግሎት ጥዕናን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ፖለቲካዊ ህውከት ቆልዑ ዝርከብዎም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ንደሕንነቶም ክብሉ ናብ ደቡብ ሱዳን ክሃድሙ ይግደዱ ኣለው። እንተኾነ ኣብኡ'ውን ካልእ ዝተፈልየ ጸገም ይገጥሞም'ሎ። ንሱ ከኣ ስርዓተ ክንክን ጥዕና እታ ሃገር ብምዕናው ዘድልዮም ኣገልግሎት ሕክምና ንምርካብ ይጽገሙ'ለዉ።