ኣስመራ —
ኤርትራን ሶማልን ሓባራዊ ምሕዝነትን ምትሕግጋዝን ኸቲመን።ኤርትራን ሪፓብሊክ ሶማልን ሎሚ ሶኑይ ኣርባዕተ ኣጀንዳታት ዝሓዘ ሓባራዊ ስምምዕ ሕውነታዊ ምሕዝነትን ኣጠቓላሊ ምትሕግጋዝን ዝተፈራረማ ኣብ ናይ ኤርትራ መዛዘሚ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ኣስመራ እዩ።
ዑደት ፕረ.ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ኣብ ኣስመራ
Your browser doesn’t support HTML5
ኤርትራን ሶማልን ሓባራዊ ምሕዝነትን ምትሕግጋዝን ኸቲመን