ብሰንኪ ምእሳር ሚንስተራትን ሰብ ዋኒን ስዑዲ ዓረብ፡ ዕዳጋ'ታ ሃገር ብ1.5 ሚእታዊት ምጉዳሉ ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ስዑዲ ዓረብ ትማሊ ሶኑይ 6 ሕዳር,2017 ንብኣሰርተታት ዝቑጸሩ አባላት ንግስትነት፡ ሚንስትራትን ሰብ ዋኒን እታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዋ ዋጋ ዕዳጋ እታ ሃገር ብ1.5 ሚእታዊት ምጉዳሉ ተገሊጹ።
Your browser doesn’t support HTML5