እቲ ጽንብል ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ዝተከበረ ኮይኑ ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣብቲ ጽንብል ኣብዘስምዕዎ መደረ ብዛዕባ ታሪኽ ሓምሳ ዓመትን ቅድሚኡ ዝነበረ ምቅይያራት መግዛእትታትን ብድሆታትን ዕጫታት ህዝቢ ኤርትራን ብሓጺሩ ዘርዚሮም።
ዋሽንግተን —
ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ምውላዕ ሽግ
ንሶም ኣተሓሒዞም ድሕሪ ናጽነት ምስ ኢትዮጵያን ኻልኦት ጎረባትን ጥዑይ ሃዋህው ንምፍጣር ተበግሶ ከምዝነበረ እንተኾነ ሃንቀውታን ተበግሶታትን ምስ ክውን ምዕባለታት ኣይተጠዓመመን ኢሎም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት እታ ኣብ ምሉእ ኤርትራ ክትዘውር ዝቐነየት ሽግ ናጽነት ብኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰ ተወሊዓ’ላ።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ወግዓዊ ጽንብል መበል 25 ብሩራዊ እዩቤልዩ ናጽነት ኤርትራ ሎሚ ኣብ ከተማ ኣስመራ ተኸቢሩ