ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ጽንብል ናጽነት፡ ኣብ ኣስመራ ሰፊሕ ምርኢት ካርኒቫል ተኻይዱ


ምርኢት ካርኒቫል ኣብ ኣስመራ
ምርኢት ካርኒቫል ኣብ ኣስመራ

ኣብ`ቲ ሚንስትርታት፡ ዞባታት፡ ዝተፈላለያ ትካልትን ኩባንያታትን ክምኡ`ውን ኮምሽን ስፖርት ምርእተን ዘቕረባሉ ካርኒቫል፡ ካብ ወሽጥን ወጻእን ዝመጹ ኣሸሓት ተዓዘብቲ ተኸታቲሎሞ።

ወኪል ቪኦኤ ብርሃነ በርሀ ካብ`ቲ ቦታ ዝለኣኾ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

XS
SM
MD
LG