ፕረዝደንት ኦባማ ናይ መወዳእታ ዋዕላ ኑክልየር ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ የካይዱ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዝደንት ኦባማ መበል ራብዓይን ናይ መወዳእታን ዋዕላ ኑክልየር’ዚ ዓመት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ የካይዱ’ለው። እዚ ሎሚን ጽባሕን ዝካየድ ዋዕላ ካብ ልዕሊ 50 ሃገራት ዝተዋጽኡ መራሕቲ ዝሳተፍሉ ኮይኖም ኣብ ጉዳይ ምሕላው ንምስራሕ ኑክልየር ዘገልግል ንጥረ-ነገር ዘተኮረ’ዩ።