ፕረዝደንት ባራክ ኦባማ ንዳኛ መሪክ ጋርላንድ ዳኛ ላዕለዋይ ቤት-ፍርዲ ክኾኑ ሎሚ ረፍዲ ረቁሖሞም

Your browser doesn’t support HTML5

እዚ ክፍተት ብሞት ዳኛ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ነበር ኣንቶኒ ስካልያ ዝተፈጥረ ምኳኑ ይፍለጥ።