ርእሰ ሊቃነ-ጳጳሳት ሮማ ካቶሊክ ፍራንሲስ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ለውጢ ኩነታት ኣየር ክትሕግዝ ጸዊዖም
WASHINGTON, DC —
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፋርንሲስ ሎሚ ኣብ ዋይት ሃውስ ብፕሬዝዳንት ኦባማ ውዕውዕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም’ሎ። 15 ሽሕ ዝግመቱ ሰባት እውን ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም ።
አብ ዩናይትድ ስቴትስ ትማሊ ሰሉስ ዝኣተው ኣቡነ ፍራንሲስ ፕሬዝዳንት ኦባማን ምኽትል ፕሬዝዳንት ባይደንን መምስ ስድራ ቤቶም እዮም ኣብ መደበር መዕረፎ ነፈርቲ ኣንድሪውስ ተቐቢሎምዎም።
ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5