ፖለቲካዊ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪካ (2ይ ኽፋል)

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣቶ ሓጎስ ገብረ(ጸጋም) ን ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ (የማን)

ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ዝነባርነቶም ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ኣቶ ሓጎስ ገብረን ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪካ ብቐረባ ዝከታተሉ ምሁራን እዮም።ክልተ ጫፋት ብዛዕባ ዝረገፁ ፖለቲካዊ መርገፂታት ምስሕሓባትን/Political Polarization/ እዚ ነቲ ህዝቢ ይኹን ነቲ ከባቢ ኣዕናዊ ዝኾነ ፖለቲካዊ ወጥርን ምስሕሓብን ናብ ሃናፂ ፖለቲካዊ ፅምዶ ንምቕያድ ምሁራን ክህልዎም ዝኽእል ተራ ከምኡ እውን ኣብ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ኤርትራን ዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ እንታይ ክግበር ኣለዎ ኣብዝብል ሓሳቦም ኣካፊሎምና ኣለው።

ዶ/ር በርሀ ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ንልዕሊ 30 ዓመታት መምህር ዩኒቨርስቲ ኮይኖም ዝሰርሑ ሕዚ ኣብ ጡረታ ዝርከቡን ቅድም ክብል ኣብ ግዜ ደርጊ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ኮይኖም ዘገልገሉን እዮም።ኣቶ ሓጎስ ገብረ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ንነዊሕ ዓመታት ዝተቐመጡ ናይ ቢዝነስ ምዕባለታት ዘማኽሩን ዝፅሓፉን ቅድም ክብል ኣብ ኢትዮጵያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ዝነበሩን በዓል ሙያ ስነ ቁጠባ እዮም።

ካልኣይ ክፋል እቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፖለቲካዊ ምትፍናን 2ይ ኽፋል