ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖለቲካዊ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪካ 1ይ ኽፋል

An anti-extradition bill protester throws a Molotov cocktail as protesters clash with riot police during a rally to demand democracy and political reforms, at Tsuen Wan, in Hong Kong.
An anti-extradition bill protester throws a Molotov cocktail as protesters clash with riot police during a rally to demand democracy and political reforms, at Tsuen Wan, in Hong Kong.

ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ውሽጠን ብዘሎ ኩነታትን ናይ ደገ ምንቅስቓሳትን እቲ ዞባ ዝተፈላለዩ ፀገማት ተፈሊዩዎ ከምዘይፈልጥ ይዛረቡ ነቲ ዞባ ዝከታተሉ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ኣቶ ሓገስ ገብረን።

ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ዝነባርነቶም እዞም ምሁራን ብዛዕባ እቲ ከባቢ፣ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዛዕባ ዘለው ኩነታት፣ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራትን ክልቲኡ ህዝብን ክህሊ ዘለዎ ርክብ፣ክልተ ጫፋት ብዛዕባ ዝረገፁ ፖለቲካዊ መርገፂታት/Political Polarization/፣ሃናፂ ፖለቲካዊ ፅምዶ ኣብ ምስፋን ሙህራን ክህልዎም ዝኽእል ታራን ካልኦትን ጉዳያት ሓሳቦም ኣካፊሎምና ኣለው።

ዶ/ር በርሀ ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ንልዕሊ 30 ዕመታት መምህር ዩኒቨርስቲ ኮይኖም ዝሰርሑ ሕዚ ኣብ ጡረታ ዝርከቡን ቅድም ክብል ኣብ ግዜ ደርጊ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ኮይኖም ዘገልገሉን እዮም።ኣቶ ሓጎስ ገብረ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ንነዊሕ ዓመታት ዝተቐመጡ ናይ ብዚነስ ምዕባለታት ዘማኽሩን ዝፅሓፉን ቅድም ክብል ኣብ ኢትዮጵያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ዝነበሩን ብዓል ሙያ ስነ ቁጠባ እዮም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:27 0:00

XS
SM
MD
LG