ዘተ ኣብ ህልው ኩነታት ኢትዮጵያ (2ይኽፋል)

  • ገብረ ገብረመድህን

ኢትዮጵያ ኣብቶም ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ናይ ዘጋጠምዋ ተኸታታሊ ተቓውሞታትን ግጭታትን ምኽንያታት፣መፍትሒታቶምን ካልኦት ፍፃመታትን ብዝምልከት ምስ ኣባል መሪሕነት ተቓዋሚ ውድብ ዓረና-መድረኽ ወ/ሮ ኣረጋሽ ኣዳነ፣ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕጊ መምህር ዶ/ር መሓሪ ረዳኢን ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መምህር ስነ-ዜጋን ፖለቲካዊ ሳይንስን ኣቶ ገብረመድህን መዝገበን ዝተኻየደ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ ኣብ ኩነታት ኢትዮጵያ 2ይ ኽፋል