ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ህፁፅ ኣዋጅ፣ብዕምቀት ምህዳስ፣ምሽግሻግን ምብራርን ሰበስልጣን መንግስቲ(ክትዕ) - 2ይ ኽፋል

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣቶ ኣብርሃ ሃይለዝጊ( ጸጋም)፡ ጋዜጠኛ ኣታክልቲ እምባየ( ማእኸል)ን ኣቶ ኣማኑኤል ገብረትንሳኤ (የማን)

ንህልው ኩነታት ኢትዮጵያ፣ህፁፅ ኣዋጅ፣ብዕምቆት ምህዳስ፣ ምሽግሻግን ምብራርን ሰበስልጣን መንግስትን ኣብ ዝብሉን ካልኦት ነጥብታትን ዝተፈላለየ ኣረእእያ ዘለዎ ተንተንቲ ገምጋሞም ይህቡ።

ኣጋይሽና ጋዜጠኛ ኣታኽልቲ እምባየ፣ኣቶ ኣማኑኤ ገብረትንሳኤን ኣቶ ኣብርሃ ሃይለዝግን ካብ ከተማ መቐለ እዮም፡፡

ዝርዝሩ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ክትዕ ኣብ ኩነተ ኢትዮጵያ 2ይ ኽፋል