500 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ሲሲሊ ኣትያ
Your browser doesn’t support HTML5
ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ካብ ገማግም ሊብያ ዘድሓኖም ብኣሰርተታት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ትማሊ ሶሉስ ሲሲሊ ምእታዎም ተገሊጹ።
Your browser doesn’t support HTML5