ህወሓት ንክምዝገብ ንምርጫ ቦርድ ደጊሙ ሓቲቱ

ህወሓት ናብ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰውነቱ ክምለሰሉ ሕቶ ኣቕሪቡ። ፕረዚደንት ውድብ ህወሓት ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል፡ ካብቲ ቦርድ ኣብ ክልተ ሰሙን ግብረ-መልሲ ክመጽኦም ከም ዝጽበዩ’ውን ጠቒሶም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ህወሓት ንክምዝገብ ንምርጫ ቦርድ ደጊሙ ሓቲቱ