ገንዘቤ ዲባባ ናይዚ ዓመት ብልጽቲ ኣትለት ኮይና ተረቊሓ

Your browser doesn’t support HTML5

ገንዘቤ ዲባባ ናይዚ ዓመት ብልጽቲ ኣትለት ኮይና ተረቊሓ። ምስ ገንዘቤ ዲባባ ካብ ደቂ ተባዕትዮ ኣመሪካዊ ኣሽተን ኢተንውን ናይዚ ዓመት ብሉጽ ኣትለት ኮይኑ ብኣህጉራዊ ማሕበር ፈደረሽን ኣትለትክስ ተረቁሑ ኣሎ።