ሓድሽ ዝወጸ መጽናዕቲ ሕጉሳትን ዘይሕጉሳትን ግዝኣታት ኣመሪካ ይረቑሕ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣመሪካ ሕጉሳት ዝተባህለ ቀዳሞት ሓሙሽተ ክፍለ ግዝኣታት ዝርዝር ተረቑሑ'ሎ። ገንዘብ ሓጎስ ኣይዕድግን ይኸውን ፤ ብዛዕባ እተን ልዕሊ ዅሉ ሕጉሳትን ሕጉሳት ዘይኾናን ክፍለ ግዝኣታት ኣመሪካ ዝተኻየደ ሓድሽ መፅናዕቲን ትንታነን ከም ዝሕብሮ ግን ሕፅረት ገንዘብ ንፀበባ ሓደ ሰብ ኣበርክቶ ክገብር ይኽእል እዩ።