ሕ/ሃ ብብዝሒ ሞት ኣብ መንጎ ስራሖም ዝተቐትሉ ጋዜጠኛታት ይሻቐል
Your browser doesn’t support HTML5
ንኲናት ቓዛ ሸፈነ ንምሃብ ተዋፊሮም ካብ ዝነበሩ ጋዜጠኛታት ተወሰኽቲ ክልተ ካብ ዝተቐትልሉን ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ንደሓር ቁጽሪ ኣብ ስርሖም ተዋፊሮም ከለዉ ዝሞቱ ሰብ-ሞያ መሓውራት ዜና 80 ኣብ ዝበጽሐሉን ሕቡራት ሃገራት እዚ ኣብ ታሪኽ ዝለዓለ ሞት ጋዜጠኛታትን ዘሰንብድን እዩ ክብል ገሊጹ።