አቦ መንበር ፈደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ(ኦፌኮ) ዶ/ር መረራ ጉዲና ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም

Your browser doesn’t support HTML5

ዶ/ር መረራ ጉዲና ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ተቓውሞ ብዝምልከት ምስ ኣውሮጳዊያን ሰብ ሞያ ሕጊ ተዘራሪቦም ናብ ሃገር ኣብ ዝተመልስሉ እዋን ምእሳሮም ይዝከር።ዶ/ር መረራ ካብ ማእሰርቲ ኣብ ዝተፈትሑ ጊዜ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ደገፍቶም ከምዝተቐበልዎም ተሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ 528 እሱራት ከምዝፈትሓ ተሓቢሩ።