ኣባላት ኣመራርሓ ተቓወምቲ ካብ ማእሰርቲ ከምዘይተፈትሑ ተፈሊጡ

  • መለስካቸው ኣምሃ
ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ቤት-ፍርዲ ዝበየነሎም ኣባልት ኣመራርሓ ተቓወምቲ ክሳብ ሎሚ ዘይምፍትሖም ንሕገ-መንግስቲ ምጥሓስ'ዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት-ፍርዲ'ታ ሃገር ኣፍሊጡ።

እቲ ቤት-ፍርዲ ብተወሳኺ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ ዝርከቦም ሓሙሽተ አባላት ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ትእዛዝ ዝተዋህበ'ኳ እንተኮነ ክሳብ ሎሚ ዘይምፍትሖም ተሓታትነት ዘስዕብ'ዩ ኢሉ'ሎ።

ሎሚ ንቤት-ማእሰርቲ ወኪሎም ኣብ ቤት-ፍርዲ ዝቐረቡ ውልቀ-ሰብ ስለምንታይ ከምዘይተፈትሑ ተሓቲቶም ትኽኽለና ዝፍትሕሉ ምክንያት የብሎምን ክብሉ መሊሶም'ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣባላት ኣመራርሓ ተቓወምቲ ካብ ማእሰርቲ ከምዘይተፈትሑ ተፈሊጡ