እቲ ትማሊ ዝጀመረ ወፈሪ ንሓደጋ ደርቂ ኢትዮጵያ ምሉእ ምላሽ ንምሃብ'ዩ - ሕ/ሃ

ትማሊ ዝተጀመረን ን90 መዓልታት ዝጸንሕ ወፍሪ ንሓደጋ ደርቂ ኢትዮጵያ ምሉእ ምላሽ ንምርካብ እዩ ክብል ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት ጽሕፈት ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ኣፍሊጡ።

እቲ ቤት ጽሕፈት ከምዝበሎ ጠለብ ረድኤት ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ንምምላእ ካብቲ ነዚ ዓመት'ዚ ዘድሊ 1.4 ቢልዮን ዶላር ዛጊት 51 ሚእታዊት ጥራሕ እዩ ተረኺቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ንምሕጋዝ ወፍሪ ተጀሚሩ