ናይ ኢትዮጵያዊያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ መበል 34 ናይ ስፖርትን ባህል በዓል ኣብ ሲያትል ዋሺንግተ

Your browser doesn’t support HTML5

ናይ ኢትዮጵያዊያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ መበል 34 ናይ ስፖርትን ባህል በዓል ኣብ ሲያትል ዋሺንግተን ካብ ሓምለ 2-8,2017 ዓ.ም ይካየድ ኣሎ። እዚ በዓል ስፖርታዊ ባህላዊን ካልኦት ንጥፈታትን ዘጠቓለለ እዩ።