ዛዕባ ጽፈት ትምህርቲ ክልል ትግራይ

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ፅፈት ትምህርቲ እናወረደ ይኸይድ ኣሎ ዝብሉ ስኽፍታት እናወሰኹ ይመፁ ኣለው።

ኣብ ክልል ትግራይ ሽፋን ትምህርቲ ልዕሊ ሚእቲ ሚእታዊት ምብፅሑ ዝገለፁ ምኽትል ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣቶ ባህታ ወልደሚካኤል ኣብ ፅረየት ትምህርቲ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ምስ መምህራን፣ተማሃሮ፣ወለዲን ካልኦት ኣካላትን እናሰራሕ ኢና ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፅፈት ትምህርቲ ክልል ትግራይ