ቫይረስ ዚካ መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ (2ይ ክፋል)

  • ገብረ ገብረመድህን

ዶ/ር ዳውድ ሲራጅ (ጸጋም)ን ዶ/ር ሳሚኤል ሃብተአብ (የማን)

ቫይረስ ዚካ ንዓለም ዘተሓሳስብ ሕማም ኣይኮነን ይብሉ ክኢላታት ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዶ/ር ሳሙኤል ሃይለኣብን ዶ/ር ዳውድ ሰይድ ሲራጅን።

ዶ/ር ዳውድ ኣብ ኢስት ካሮላይና ብሮዲ ቤት ትምህርቲ ሕክምና መምህር ውሽጣዊ ሕማማትን ተመሓላላፍቲ ሕማማትን ከምኡ'ውን ዳይረክተር ፕሮግራም ተመሓላለፍቲ ሕማማት እዮም።ዶ/ር ሳሙኤል ሃይለኣብ ድማ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኣሪዞና ከተማ ፊነክስ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጥዕና ላዕለዋይ ሓኪም ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ብፍላይ ድማ ኣብ ሆስፒታል ባነር ሓላፊ መቆጻጸሪ ተመሓለለፍቲ ሕማማትን እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ካልኣይ ክፋል'ቲ ዝርርብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቫይረስ ዚካ መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ (2ይ ክፋል)