ዘተ -- ኣመሪካ ንጓል-ኣንስተይቲ መራሒት ሃገር ድልውቲ ድያ?

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ -- ኣመሪካ ንጓል-ኣንስተይቲ መራሒት ሃገር ድልውቲ ድያ?(1ይ ክፋል)

ሕዳር ኣብ ዝግበር ሃገራዊ ምርጫ ኣመሪካ፡ ኣብ መወዳእታ ሰዓታት ብዙሕ ለውጢ ሰብ ዘይተጸበዮ ዜናታትን’ዩ ዘስዕብ ዘሎ። ሕብረትሰብ ኣመሪካ ኣብ መሰል ደቀንስትዮ ዝለዓለ ተገዳስነትን ከም ዘለዎ ኣብ በበይኑ መድረኻት ክርኢ ጸኒሑ’ዩ። እዚ እናዀነ ግን ዛጊት ደቀንስትዮ መራሕቲ ሃገር ናብ ዝለዓለ ስልጣን እዚ መሪሕነት ኣይመጽኣን። “ኣመሪካ ንጓል ኣንስተይቲ መራሒት ክትመርጽ ድልውቲ ዲያ?” ዝብል’ዩ እምበኣር መዛተዪ ዛዕባና። ኣብዚ ጉዳይ ሓሳባተን ንኸካፍላና ንኽልተ ምሁራት ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠትን ኣህጉራዊ ዝምድናታትን ዶክተር ሳባ ተስፋዮሃንስ ነባሪት ክፍለ-ሃገር ካሊፎርኒያን ወ/ት ማእዛ ግደይ ድማ ነባሪት ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲን ዓዲምና ኣሎና።

ካልኣይ ክፋል ዘተ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ዘተ -- ኣመሪካ ንጓል-ኣንስተይቲ መራሒት ሃገር ድልውቲ ድያ?(2ይ ክፋል)