ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ -- ኣመሪካ ንጓል-ኣንስተይቲ መራሒት ሃገር ድልውቲ ድያ?(2ይ ክፋል)


ዘተ -- ኣመሪካ ንጓል-ኣንስተይቲ መራሒት ሃገር ድልውቲ ድያ?(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:33:41 0:00

ሕዳር ኣብ ዝግበር ሃገራዊ ምርጫ ኣመሪካ፡ ኣብ መወዳእታ ሰዓታት ብዙሕ ለውጢ ሰብ ዘይተጸበዮ ዜናታትን’ዩ ዘስዕብ ዘሎ። ሕብረትሰብ ኣመሪካ ኣብ መሰል ደቀንስትዮ ዝለዓለ ተገዳስነትን ከም ዘለዎ ኣብ በበይኑ መድረኻት ክርኢ ጸኒሑ’ዩ። እዚ እናዀነ ግን ዛጊት ደቀንስትዮ መራሕቲ ሃገር ናብ ዝለዓለ ስልጣን እዚ መሪሕነት ኣይመጽኣን።

XS
SM
MD
LG