ሓደጋ ጥምየት ኣብ ዘንጸላለዋ ሶማል ሕማም ሸሮኽ ይጋፋሕ ምህላው ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሶማል ዘጋጠመ ጽንኩር ደርቂ ንመነባብሮ ሶማልያዊያን አርባሕቲ ከብቲ ኣብ ስግኣት አውዲቑ’ሎ። ሕማምን ጥምየትን ኸአ ንጥሪቶም ይቐትለሎም’ሎ። ብኻልእ ወገን ኸአ ሕማም ሸሮኽ አብታ ሃገር ይጋፋሕ ብምህላው ንጻዕርታት ረድኤት የተዓናቕፎ ከምዘሎ ተገሊጹ’ሎ።