ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርኸል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ መገሻ ፈጺመን

Your browser doesn’t support HTML5

ቻንስለር ኣንገላ መርከል ኣብ ኢትዮጵያ ዘካየድኦ ናይ ሓደ መዓልቲ መገሻ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ሓባራዊ መግለጺ ሂበን። እዚ መግለጺ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኸቡ ስደተኛታት፡ ኣብታ ሃገር ተአዊጁ ዘሎ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅን ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ዝተራእየ ተቓውሞታት ብዝምልከት’ዩ።