ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርኸል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ መገሻ ፈጺመን


ምብጻሕ ቻንስለር ኣንገላ መርከል ኣብ ኢትዮጵያ
ምብጻሕ ቻንስለር ኣንገላ መርከል ኣብ ኢትዮጵያ

ቻንስለር ጀርመን አንጌላ መርከል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ መገሻ ፈጺመን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂበን’ለዋ።

ርኽብ ኢትዮጵያን ጀርመን መዓስን ብኸመይ ጀሚሩ? ዲፕሎማስያዊ፡ቴክኒካዊ፡ ንግዳዊን ካልኦት ጽፍሕታትን ርኽብ ጀርመንን ኢትዮጵያ እንታይ ይመስል?

ኣብ ጀርመን ምርምራዊ ስርሓት ዝፈጸመ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኪንታኪ ኣብ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝርኸብ ኣቶ ኣኽሊሉ ሃብቱ ብዛዕባ’ዚ ከምዚ ክብሉ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ’ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርኸል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ መገሻ ፈጺመን
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:19 0:00

XS
SM
MD
LG