ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ተዛዚሙ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ትማሊ ሰንበት ዝተኸፍተ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ሎሚ ምሸት ተዛዚሙ’ሎ።

ኣቦ ወንበር ኮይኖም ዝተመርፁ ናይ ሩዋንዳ ፕረዚደንት ፖል ካጋሜ ኣፍሪቃዊያን ኣብ ውሽጢ እታ ኣህጉር ብሓደ ፓስፖርት ክንቀሳቐሱ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም።

ኣብቲ ኣኼባ ተዓዲሞም መደረ ዘስምዑ ናይ ፍልስጤማዊያን ፕረዚደንት ማሕሙድ ዓባስ ድማ ሃገራት ኣብ እዮረሳሌም ዝኾነ ዓይነት ኢምባሲ ካብ ምኽፋት ክቑጠባ ሓቲቶም።

ፕረዚደንት ማሕሙድ ዓባስ

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ተዛዚሙ