ን21 ዓመታት ተሓቢኡ ዝጸንሓ ናይ 18 ክፍለ ዘመን ዘውዲ ኢትዮጵያ ናብታ ሃገር ክምለስ’ዩ

Your browser doesn’t support HTML5

ንዝሓለፈ 21 ዓመታት ኣብ ናይ ሓደ ውልቀሰብ ገዛ ኣብ ኔዘርላንድስ ተሓቢኡ ዝጸንሓ ናይ 18 ክ/ዘመን ዘውዲ ኢትዮጵያ ናብታ ሃገር ክምለስ ናብ ሰበ ስልጣን ቅርሲ ኔዘርላንድስ ምርካቡ ተፈሊጡ።እቲ ዘውዲ ካብ ነሃስ ዝተሰርሓ ምኳኑን ምስሊ የሱስ ክርስቶስ ምስ 12 ደቂ መዛሙርቱ ዘለዎ ምዃኑ ተሓቢሩ’ሎ።