ምስላዊ ጸብጻብ ግጥም ግብጺን ስዑዲ ዓረብን
Your browser doesn’t support HTML5
ስዑዲ ዓረብ ዋላ’ኳ ኣብ ዋንጫ ዓለም 2018 ዘይትቕጽል እንተኾነት ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ግን ንግብጺ 2ብ 1 ስዒራታ’ላ።
ካብ ምድብ A ዝኾና ክልቲ ኣን ሃገራት ስዑዲ ዓረብ ሳልሳይቲ ደረጃ ክትሕዝ ከላ ግብጺ ድማ መወዳእታ ደራጃ ሒዛ’ላ።
Your browser doesn’t support HTML5