ኣብ ከተማ ካቡል ብዝተኻየደ ርእሰ ቕትለታዊ መጥቓዕቲ 26 ሰባት ሞይቶም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ብዝተኻየደ ክልተ ርእሰ ቕትለታዊ መጥቓዕቲ 26 ሰባት ክሞቱ ከለው 50 ካልኦት ድማ ቆሲሎም። (ኣብዚ ምስሊ ተዓዘብቲ ንምርኣይ ዘጸግም ምስልታት ክህልው ከምዝኽእል ንምሕባር ንፈትው።)