"ድሕሪ ኲናት"ን "ሰሎሞን"ን ዘርእስተን ክልተ ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሓ ፊልምታት ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ዝተኻየደ መበል 49 ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን 2016 ናይ ወርቂ ሽልማት ተዓዊተን።"ድሕሪ ኲናት" ደራሲ ኣብርሃም ተስፋልኡል ዳይረክተራ ድማ ተፈሪ መብራህቱ ክኸውን እንከሎ: ኤፍሬም ዓንደማርያም ጸሓፍን ዳይረክተርን ፊልም ሰለሞን እዩ።
ተፈሪ መብራህቱ ኣብ ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን ንሳልሳይ ግዜኡዩ ዝዕወት ዘሎ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ መበል 48 ከምኡውን ኣብ መበል 47 ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን ብተወሳኺ ተዓዊቱ ነይሩ። "ራህዋ" ን "ቀያሕ ርግቢት" ብዝብላ ፊልምታቱ ናይ ነሓስን ብሩርን ሽልማት ከምዝተዓወተዩ ተሓቢሩ።
ክልተ ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሓ ፊልምታት ኣብ መበል 49 ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን 2016 ሽልማት ወርቂ ተዓዊተን
ተዓዋቲ ሽልማት ወርቂ ደራሲ ተፈሪ መብራህቱ ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ሂዩስተን 2016
ተዓዋቲ ሽልማት ወርቂ ደራሲ ተፈሪ መብራህቱ ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ሂዩስተን 2016
ተዓዋቲ ሽልማት ወርቂ ደራሲ ተፈሪ መብራህቱ ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ሂዩስተን 2016
ተፈሪ መብራህቱ ምስ ተዋሳኢት መረብ እስቲፋኖስ ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ሂዩስተን
ተዋሳኢት መረብ እስቲፋኖስ ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ሂዩስተን
ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ሂዩስተን 2016
ተዓዋቲ ሽልማት ወርቂ ደራሲ ተፈሪ መብራህቱ ምስ ተዋሳኢት መረብ እስቲፋኖስ ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ሂዩስተን 2016
ተዓዋቲ ሽልማት ወርቂ ደራሲ ተፈሪ መብራህቱ ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ሂዩስተን 2016
ተዓዋቲ ሽልማት ወርቂ ደራሲ ተፈሪ መብራህቱ ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ሂዩስተን 2016