ብራስለስ ርእሰ ክተማ ቤልጅዩም ዓሰርተታት ህይወት ብዝቐዘፈ ሰለስተ መጥቃዕትታት ቦምብ ትናወጽ

Your browser doesn’t support HTML5

ክልተ መጥቃዕቲ ቦምብ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ብራስለስ ክኸውን እንከሎ እቲ ሳልሳይ ድማ ኣብ ናይ ትሕተ ባይታ መገዲ ባቡር ምዃኑ ብተወሳኺ ተፈሊጡ።