ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ወጅራት ነበርቲ ዓዲቐይሕን ከባቢኣን ወረዳ ክንኸውን ይግበአና ዝብል ሕቶ ብምሓዝ ሎሚ ረቡዕ ሰልፊ ኣካይዶም::
ነበርቲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዘቕረብዎ ሕቶ ስለዘይተመለሰ ንካልኣይ እዋን ሰልፊ ምውጽኦም ንድምፂ ኣሜሪካ ተዛሪቦም::
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
No media source currently available