ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኩነታት ማሕበረ ረድኤት ትግራይ
ማሕበር ረድኤት ትግራይ ካብ ዝምስረት ጀሚሩ ብዘይ ኣፈላላይ ንኹሉ ዝተፀገመ ህዝቢ ረዲኤታዊ ሓገዛት ክገብር ጸኒሑ'ዪ።
ኣብዚ እዋን’ውን እንተኾነ ዋላ’ዃ ሕፅረት ቀረባት እንተሃለወ በቲ ዝነበረ ተሞክሮ ንዝተረክበ ሓገዛት ኣብ ምብፃሕ ይሰርሕ ኣሎ ከምኡ ኾይኑ ግን ፈታኒ ኩነታት ይሓልፉ ምህላዎም እዩ ይግለፅ ።
ንፕሮግራም ማኔጀር እቲ ትካል ኣዘራሪብናዮም ኣለና ።