ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩነታት ማሕበር ረድኤት ትግራይ


ኩነታት ማሕበር ረድኤት ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:32 0:00

ማሕበር ረድኤት ትግራይ ካብ ዝምስረት ጀሚሩ ብዘይ ኣፈላላይ ንኹሉ ዝተፀገመ ህዝቢ ረዲኤታዊ ሓገዛት ክገብር ጸኒሑ'ዪ። ኣብዚ እዋን’ውን እንተኾነ ዋላ’ዃ ሕፅረት ቀረባት እንተሃለወ በቲ ዝነበረ ተሞክሮ ንዝተረክበ ሓገዛት ኣብ ምብፃሕ ይሰርሕ ኣሎ ከምኡ ኾይኑ ግን ፈታኒ ኩነታት ይሓልፉ ምህላዎም እዩ ይግለፅ ። ንፕሮግራም ማኔጀር እቲ ትካል ኣዘራሪብናዮም ኣለና ።

XS
SM
MD
LG