No media source currently available
ራህዋ ገብረመስቀልን ደስታ መኮነንን ይብሃሉ።ማንዴላ ዋሽንግተን ፌለውሺፕ ንኣፍሪካዊያን መናእሰይ መራሕቲ ኣብ ዝተብሃለ ፕሮግራም ንልዕሊ ሽዱሽተ ሰሙናት ካብ መንጎ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያዊያን እዮም።