ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተሞኩሮ ኢትዮጵያዊያን ተሳተፍቲ YALI 2019(1ይ ክፋል)


ተሞኩሮ ኢትዮጵያዊያን ተሳተፍቲ YALI 2019(1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:20:12 0:00

ራህዋ ገብረመስቀልን ደስታ መኮነንን ይብሃሉ።ማንዴላ ዋሽንግተን ፌለውሺፕ ንኣፍሪካዊያን መናእሰይ መራሕቲ ኣብ ዝተብሃለ ፕሮግራም ንልዕሊ ሽዱሽተ ሰሙናት ካብ መንጎ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያዊያን እዮም።

XS
SM
MD
LG