No media source currently available
ኣስመራ:ምሕጻብ ኵሊት ወጻኢታቱን ዓቕሚ ተጠቀምቱን
መሕተሚ
ኣብ 2008 ብኣዝዩ ንኡስ ዓቕሚ ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ኣስመራ ዝጀመረ ኣገልግሎት ምሕጻብ ኵሊት፡ ኣብዚ እዋን፡ ኣብ ወርሒ ንኣስታት 40 ተገልገልቲ ኣገልግሎት ከም ዝህብ ኣካየድቲ እቲ ኣሃዱ ይገልጹ። ምስ መጠን ወጻኢታትን ዓቕሚ ተጠቀምቲን ግን ከመይ ክካወን ይኽእል? ንዝብል ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትትል ይክኣል።