ኣስመራ፡ ምሕጻብ ኵሊት ወጻኢታቱን ዓቕሚ ተጠቀምቱን


ኣስመራ፡ ምሕጻብ ኵሊት ወጻኢታቱን ዓቕሚ ተጠቀምቱን

No media source currently available

ኣብ 2008 ብኣዝዩ ንኡስ ዓቕሚ ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ኣስመራ ዝጀመረ ኣገልግሎት ምሕጻብ ኵሊት፡ ኣብዚ እዋን፡ ኣብ ወርሒ ንኣስታት 40 ተገልገልቲ ኣገልግሎት ከም ዝህብ ኣካየድቲ እቲ ኣሃዱ ይገልጹ። ምስ መጠን ወጻኢታትን ዓቕሚ ተጠቀምቲን ግን ከመይ ክካወን ይኽእል? ንዝብል ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትትል ይክኣል።

​
XS
SM
MD
LG