ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018
ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018 - ብዓይኒ ካሜራ
![ሓላው ልዳት ፓናማ ጀምስ ፓነደ ካብ በልጅማዊ ኣጥቅዓይ ሮመሉ ሉካኩ ዝተፈነወሉ ቅላዕ ኣብ ዘድሓነሉ](https://gdb.voanews.com/c631eaae-cb23-43de-afa0-31e6c1b019ac_w1024_q10_s.jpg)
5
ሓላው ልዳት ፓናማ ጀምስ ፓነደ ካብ በልጅማዊ ኣጥቅዓይ ሮመሉ ሉካኩ ዝተፈነወሉ ቅላዕ ኣብ ዘድሓነሉ
![ደቡብ ኮርያውያን ንግጥም ሃገሮም ምስ ሽወደን ብመስኮት ተለቪዥን እናተኸታተሉ](https://gdb.voanews.com/b166ce84-7775-417e-9de5-4c7e16fe388a_w1024_q10_s.jpg)
6
ደቡብ ኮርያውያን ንግጥም ሃገሮም ምስ ሽወደን ብመስኮት ተለቪዥን እናተኸታተሉ
![ደንማርካዊ ዩሱፍ ፓወልሰን ኣብ ግጥም ኣንጻር ፐሩ መኽፈቲት ሸቶ እናመዝገበ](https://gdb.voanews.com/96004cbc-5642-4113-ad16-20d57baed8c7_w1024_q10_s.jpg)
7
ደንማርካዊ ዩሱፍ ፓወልሰን ኣብ ግጥም ኣንጻር ፐሩ መኽፈቲት ሸቶ እናመዝገበ
![ካብ ግጥም ሽወደን ኣንጻር ደቡብ ኮርያ](https://gdb.voanews.com/ea52b186-957c-403d-a4e7-33ede0faf407_w1024_q10_s.jpg)
8
ካብ ግጥም ሽወደን ኣንጻር ደቡብ ኮርያ