ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018
ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018 - ብዓይኒ ካሜራ
![ጽምብል ኣርጀንቲናዊ ሰርጅዮ ኣግዮሮ ፋልመይቲ ሸቶ ንሃገሩ ኣብ ግጥም ኣንጻር ኣይስላንድ ድሕሪ ምምዝጋቡ](https://gdb.voanews.com/d0d2c381-267a-4b4b-9cbf-0b65fcdfde2b_w1024_q10_s.jpg)
9
ጽምብል ኣርጀንቲናዊ ሰርጅዮ ኣግዮሮ ፋልመይቲ ሸቶ ንሃገሩ ኣብ ግጥም ኣንጻር ኣይስላንድ ድሕሪ ምምዝጋቡ
![ሽወደናዊ ኣንድርያስ ግራንግቭዝት ኣብ ግጥም ኣንጻር ደቡብ ኮርያ ሸቶ ኣብ ዘመዝገበሉ](https://gdb.voanews.com/e96760aa-62a2-4e8d-af66-95189bbb946a_w1024_q10_s.jpg)
10
ሽወደናዊ ኣንድርያስ ግራንግቭዝት ኣብ ግጥም ኣንጻር ደቡብ ኮርያ ሸቶ ኣብ ዘመዝገበሉ
![ናይ ዓለምና ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ነበር ኣርጀንቲናዊ ዲያጎ ማራዶና ን ግጥም ኣርጀንቲና ምስ ኣይስላንድ እናተዓዘበ](https://gdb.voanews.com/5b5b5096-af49-455b-927e-ced31f6d873c_w1024_q10_s.jpg)
11
ናይ ዓለምና ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ነበር ኣርጀንቲናዊ ዲያጎ ማራዶና ን ግጥም ኣርጀንቲና ምስ ኣይስላንድ እናተዓዘበ
![ጽምብል ፖርቱጋላዊ ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ዋንጫ ዓለም ናይ ፈለማ 'ሃት ትሪክ' ዝሰርሐት ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ](https://gdb.voanews.com/fbe0c5c5-e3cf-4b17-833c-fb0f76b817a4_w1024_q10_s.jpg)
12
ጽምብል ፖርቱጋላዊ ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ዋንጫ ዓለም ናይ ፈለማ 'ሃት ትሪክ' ዝሰርሐት ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ