900 ፍልሰተኛታት ሎሚ ብሓይልታት ሓይሊ ባሕሪ ኤውርጳ ናብ ደቡባዊ ኢጣልያ መጺኦም ኣለዉ ኢሉ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ሶማል
ስደተኛታት ኣብ ወደብ መሲና (ኢጣልያ)
![ሓንቲ ናይ ኖርወይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ብውሕዱ 239 ስድተኛታት ሎሚ ንግሆ ኣብ ወደብ መሲና ከምዘእተወቶም`ውን ተገሊጹ`ሎ።](https://gdb.voanews.com/965d4c74-7846-469e-81b8-976ae3c1b34f_cx0_cy14_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
1
ሓንቲ ናይ ኖርወይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ብውሕዱ 239 ስድተኛታት ሎሚ ንግሆ ኣብ ወደብ መሲና ከምዘእተወቶም`ውን ተገሊጹ`ሎ።
![ድሕሪ ሰዓት`ውን ናይ ብሪጣናይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ልዕሊ 650 ፍልሰተኛታት ኣብ ካታንያ ሃርበር ደቡባዊ ኢጣልያ ኣእቲያቶም ኣላ ።](https://gdb.voanews.com/854a6194-5c3c-4e66-a296-b9239ec53dd7_cx0_cy7_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
2
ድሕሪ ሰዓት`ውን ናይ ብሪጣናይ መርከብ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ልዕሊ 650 ፍልሰተኛታት ኣብ ካታንያ ሃርበር ደቡባዊ ኢጣልያ ኣእቲያቶም ኣላ ።
![እቶም ፍልሰተኛታት ካብ ሊብያ ውጽእ ምስ በሉ ናይ ርድኡና ጻውዒት ናብ ሰበስልጣን ኢጣልያ ከምዘመሓላለፉ፡ ሰበስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ ንቪኦኤ ገሊጾም።](https://gdb.voanews.com/7c8ea35e-b29d-4d1e-aa79-fb5559ec839f_cx0_cy3_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
3
እቶም ፍልሰተኛታት ካብ ሊብያ ውጽእ ምስ በሉ ናይ ርድኡና ጻውዒት ናብ ሰበስልጣን ኢጣልያ ከምዘመሓላለፉ፡ ሰበስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ ንቪኦኤ ገሊጾም።
![መብዛሕቲኦም ደቂ-ተባዕትዮ`ኳ እንተኾኑ፡ ደቀንስትዮን ቆልዑን`ውን ኣለውዎም።](https://gdb.voanews.com/b88648a4-b530-4688-95ab-fb442403e9e4_cx0_cy3_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
4
መብዛሕቲኦም ደቂ-ተባዕትዮ`ኳ እንተኾኑ፡ ደቀንስትዮን ቆልዑን`ውን ኣለውዎም።