ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አፍሪቃዊያን ስደተኛታት አብ መዓስከር ስደተኛታት ሮማ-ኢጣልያ

ጋዜጠኛ ቪኦኤ ኒኮላስ ፒናልት ንመዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ-ኢጣልያ አብ ዝበጽሓሉ ዝተሳእለ መብዛሕትኦም ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ኽኮኑ ከለው መጀመርያ አብ ሲሲሊ ዝዓተዉ'ዮም ግን ጉዕዞም ናብ ስውዲን ወይ ጀርመን ንምቅጻል አብዚ እዋን አብ ሮማ ይርከቡ።

እዚ ግዝያዊ መዓስከር አብ ወርሒ ሰነ 2015 ዝተመስረተ ክከውን ከሎ ንስደተኛታት ካብ ዝመጽእ ቁሪ ሓጋይ ንምክልካል ቴንዳታት ብጽኑዕ መዕቆቢ ክቅየር'ዩ እንተኾነ መብዛሕትኦም ስደተኛታት ንሓጺር ጊዜ'ዮም አብዚ መዓስከር ዝጸንሑ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG